Youth and video games - Tigrinya - NLA...ተ ሰ ማ ማ ዕ ብ ሕ ግ ን ብ ከ መ ይ ከ ም...

2
መንእሰያትን ናይ ቪድዩ ጸወታን ጥቅሙን ጉድኣቱን ምክሪ ንወለድን ንሞግዚታትን ኣብ መዕዳግ ጸወታ ቪድዮ ምንጪ ሓበሬታታት ብዙሓት ጸወታታት ቪድዮ ናይ ሓሶት ባጠራ ይጥቀሙ ኣብ ጸወታ ዋላውን እንተኮነ ኣብ ሓደ ሓደ ጸወታታት ሓደ ሰብ ብናይ ሓቂ ባጠራ ገንዘብ ከዕደግ ይክኣል ኣብ ጸወታ ዝርርብ ዛዕባ ገንዘብ ኣገዳሲ እዩ ተሰማማዕ ብሕግን ብከመይ ከምእትጻወትን መጽናዕቲ ገምጋም ግበር ብከመይ ንድልየታትካ ወይ ወጻኢታትካ ክትዕቅኖ። ማለት ኣብ ሓቀኛ ገንዘብን ኣብ ጸወታን ንዝያዳ ሓበሬታ

Transcript of Youth and video games - Tigrinya - NLA...ተ ሰ ማ ማ ዕ ብ ሕ ግ ን ብ ከ መ ይ ከ ም...

Page 1: Youth and video games - Tigrinya - NLA...ተ ሰ ማ ማ ዕ ብ ሕ ግ ን ብ ከ መ ይ ከ ም እ ት ጻ ወ ት ን መ ጽ ና ዕ ቲ ገ ም ጋ ም ግ በ ር ብ ከ

መንእሰያትን ናይቪድዩ ጸወታን

ጥቅሙን ጉድኣቱን

ምክሪ ንወለድን ንሞግዚታትን

ኣብ መዕዳግ ጸወታ ቪድዮ

ምንጪሓበሬታታት

PEGI EUROPA

MEDIETILSYNET.NO

BARNEVAKT.NO

H J E L P E L I N J E N . N O /

F A K T A - O M - S P E L /

D A T A S P I L L /

ብዙሓት ጸወታታት ቪድዮ ናይ ሓሶት ባጠራ

ይጥቀሙ (ኣብ ጸወታ)

ዋላውን እንተኮነ: ኣብ ሓደ ሓደ ጸወታታትሓደ ሰብ ብናይ ሓቂ ባጠራ (ገንዘብ)

ከዕደግ ይክኣል

ኣብ ጸወታ ዝርርብ ዛዕባ ገንዘብ ኣገዳሲ እዩ

ተሰማማዕ ብሕግን ብከመይ ከምእትጻወትን

መጽናዕቲ/ ገምጋም ግበር: ብከመይንድልየታትካ ወይ ወጻኢታትካ ክትዕቅኖ።ማለት ኣብ ሓቀኛ ገንዘብን ኣብ ጸወታን

ንዝያዳ ሓበሬታ:WWW.SNAKKOMSPILL.NO

SNAKKOMSPILL.NO

Page 2: Youth and video games - Tigrinya - NLA...ተ ሰ ማ ማ ዕ ብ ሕ ግ ን ብ ከ መ ይ ከ ም እ ት ጻ ወ ት ን መ ጽ ና ዕ ቲ ገ ም ጋ ም ግ በ ር ብ ከ

እንታይ ኣወንታዊ ነገራት ኣብቪድዮ ጸወታ?

ጽቡቅ ዘይኮነ ብዛዕባ ጸወታቪድዮ እንታይ እዩ

•ጸወታ ቪድዮ ብዙሕ ግዜ ይበልዓልካን ጉዳያት

ይድምድምን

ብዙሕ ግዜ ተጥፍእ ኣብ ጸወታ ቪድዮ፣ ካብ

ስድራቤትካን ማሕበራዊ ንጥፈታትን

ናይ ድቃስ ሰዓታትካውን ይጸልዎ

ስድነትን ምግላልን ኣብ ገለ ጸወታታት

ገንዘብ የጥፍኣልካ/የባክነልካ/ ብፍላይ ድማ

ንጸወታ እተባክኖ እንተዘይተቆጻጸርካ።

•ትምህርቲ ትቀስምን ሞያ ተማዕብልንምንጪ ሓጎስ እዩ

ማሕበራዊ መዳይ - ዓርኪ መሓዛ ተጥርይ

ተወሳኪ ንጥፈታት ኣብ ገለ ቦታታት

ካብ ዓጀውጀው ሕልሚ ተርሕቅ

መሃዚ ትከውን - ምህናጽን ምግላጽ ናይ ገዛእ

ርእስካ መንነትን ድምጽካ ምሃብን

ድሩትነት ገበናዊ ንጥፈታት ኣብ ከባብያዊ ጉዳያት

ኣሉታዊ ዛዕባ

ጸወታ ቪድዮ

ኣወንታዊ

ዛዕባ ጸወታ ቪድዮ

ቆልዓ ቅድሚ ጸወታ ቪድዮ ምጅማሩ ሓበሬታ

ክትእክብን ክትዋሳእን ኣለካ

ድሌት ከምዘለካ ኣርእይ

ንጡፍ ኩን

ምስ ኣዕሩክ/ መሓዛን፣ ካልኦት ወለድን ፣ ቤት

ትምህርትን ምዝርራብ ኣገዳሲ እዩ

ብዛዕባ ጸወታ ቪድዮ ኩሉ ግዜ ምስ ውላድካ

ምዝርራብ ግቡእ ኣጠቃቅማ ልምዲ

ከሕድረሎም ይሕግዝ

ሓበሬታ ንወለድንሞግዚትን